ሓው'ዘን ሸገታት🫀
@RayetayTdf05
ብፃባ ቓራናት ድባፅሐ
🌾🌽ጀጋኑ ኣዴታት ራያ🌾🌽 ላዛ ምስ ስርዓት፣ ሓቂ ምስ ትብዓት፣ ኣስጥምኺን ሕዝኽን ልዓት፣ ሃም ደያሕለፍኽን ሽግር ምዓት፣ አይንደልይ ሞት አንደልይዪ ንብዓት፣ ወንበርሑም ሕዘሉ ስዓት ድሰብ ስርዓት ‼️ #ራየታይ_አይሩስልኻይ_ዋ_ዕርኻ_ኣስጥም✊
እዚ ሕቶ ና ኹሉ ትግራዋይ ሕቶ ዩኡ። ኣሕና ራየቶት ጭዋ ባህሊ እንሃና🫶🫶🤝 ናዚ ጅግና ህዝቢ:- ጭውነቱ፣ስርዓቱ ፣ዓርሰእምነቱ፣ትብዓቱ ሃምዚ ዩኡ። ኽብሪ ትወንዘፉ ዓበይቲ ዓዲ መንእሰይ ራየታይ ዳብ ደይትደለየ ጎነፂ ተይገብኣይ ስለድፈታሕኹሞ👏👏👏
እንኳዕ ብሰላም ትመለስኹም👏🙏 ዞባ ደቡብ ራያ ራዩማ ህዝብኹም ዳርአየኩም ሓቦ፣ንሕ፣ኽብሪይ ፅላልይ ትረድእኹም:- ኽብሪ ህዝብኹም ትገንዝብኹም ብትክክል ታገልግልዎ እንሃኩም‼️ ብውነ ሓላፊነትኹም ትዋፀኡ ተስፋ ይገብር‼️ ህዝቢ ካድራዕ ትዋሕስኩም…
ህዝቢ እንድሕር ፈትውካ ናይ ኽብሪ ጋቢ የኻ ትጉልበብ እንኳዕ ዳሕና ትመለስኻ ተባዕ ራየታይ Habtu Kiros @Highlight
ባዓል ዚኦም ቡሩህ ኣእምሮ በረኻ ተሪፎም ባዓል ደብረዕንክሊልን መንጀሪኖ ዛርን ዝመርሕዎ ዓሰገስገስ መራሒ እየ ባሃሊ ብሂወት ክነብር ብጣዕሚ ዩ ዘሕምም:: ከዝ ዳኣ ኣብ ስለወርቅ ሓፅንመፅን ስልጣን እዮም ዘለው ህዝብ ካንብ ዝርሳዕ ዳኣ ዓመታት ሓልፉ
መኹረዒ ህዝቢ🌽 ራያ ራዩማ🌾 🫶 ካብ ሂሊ ደቂ ኣቦይ ጠራሮ”ትኣዝዙ”ኽዳን ፖልስ ትኻድኑ ጥይት ካጉርሰካ ድመፅአ ኣድማ በታኝ' ምሳሕ ኣብልዕኻ ኣስትኻይ ምስዳድ ጫፍ የዋህነትኻ ያርኢ። ኣታ እዚ ህዝቢ እዚዶ ኣነ ይፈልጠልኻ፣ኣነ ቸቸ ክብለካ፣ንምታዳነኻ…


ምሥለናዊያን⛔️፣ ጉጅለ ድሕረት⛔️፣ ፀረ ህዝቢ⛔️ ፣ ጉጅለ ስብሓትዝም⛔️ ፣ አብ ራያ ራዩማ ⁉️ዘበት ድሕሪ ደግም። ህዝበይ ባዕሉ ድባዕሉ ካማሓዳድሪ ዩኡ። #nomoretplf


ኣያም በሉ‼️ 🙏🙏🙏🙏 ✔️ህዝባዊ ሓያልነትኻ ድዳስአነካ ሓይሊ..... ✔️ኣንጉዕኻ መጥምጡ ኢኮኖምያዊ ዓቕምኻ ድድወደአካ/ድዳማሰነካ ኣካል... ✔️ፖለትካዊ ንቅሃተ ህልናኻይ ተሳትፎኻይ ድበ ምድሪ ድዳግበአ ሓይሊ..... ✔️እድኻይ እግርኻይ ኣስሩ ድሰረቕቲይ…
ጭቆና በዝሑኒ ትብል ትግራዋይ ኣብ ጎኒ ህዝቢ ራያ ዶው ትብል ግዴታኻ ዩኡ። ተደይኾይኑ እዛ ሓድነት ትብሃል ዳብ ምፍራሻ ገፃ ይኣ ትኸድ!!
⚠️ብሕጊን ብስርኣትን ዝመሀደር ዝነበረ ህዝቢ ራያ በኣል ብረት ኢና ኢልኩም ዝመጠልኩምዎ ሰላም በኣል ብረት ኮይኑ ክምልሶ እዪ ሹማሽም እነሀብኩም ናብ ዘየድልይ ኣንፈት ብምውሳድ ዋና ተሀታቲ ጀነራላት ህውሀት እዬም ካብ ህልፍ ጌግኡ ንዘይመሀር ጉጅለ…
ብሓቂ እንኳዕ ለይሞቱ ጀጋኑ ስውኣት ንብሎም ነይርና እንኳዕ ትክክለኛ መንነቶም ርኣናዮ👌👌 ብትኽክል ትግለፅሎ ድልየት ዞባ ደቡብ ትግራይ ሰላም ፣ልምዓት፣ሓድነት፣ምክብባርይ ምትሕልላይዪ ዩኡ።
ፎተኹም ፀላእኹም ራየታይ ብወዲ ላሕሙ ክምራሕ ዩኡ ድልየቱ‼️ እዞም ፃምእ ደም ድንሆዎም ገጅለታት ካብ ሸኽሚ ህዝቢ ትግራይ ክዎርዱ እንሃዎም። አብ ህዝቢ ራያ ጀምሮሞ ድንሆ ፋቕዕ ኩናት ኹሉ ዓገብ ክብል እንሃዎ። #nomorewar
ኣያም በል ! ሽምግልና ብረት ድዳሓዘ ድስዕር ካድኾን ሐዚ ኣብ ኸሉ ዓለም ሰላም ሃምሃለየ። ህዝቢ ራያ ድሽምግልና ዓውይ ቦታ ይህብይለ ዩኡ። ኣብ ገፅ ሽማግለ ጨለ ኣምናሉ የና ውልኻ ብድሕርት ኻልእ ምግባር ድኹሉ ጥቕሚ የውሉይ። ህዝቢ ምስማዕ ድሐሸ…



#እምቢለይ_ኹናት‼️ #እምብለይ_ጭቆና‼️ ህዝቢ ራያ ራዩማ ትደፊኡ፣ትገዲዱይ ድገብኦ ዝለድኾነ ይኹን #ቕዋምይ_ዉሳነይ ቓፅሉ ድመፂእ ድበፅሕ ድኾነ ይኹን #ጉድኣትይ_ጥፍኣትይ ሓላፍነት ትወስዱ ሰባት #ወዲ_ወረደ ምስ ሓሻክሩ የኹም።…

# እንኳዕ ባ መፃእኹም እንኳዕ ባ ሪኣናኩም‼️# ብፀልማት ማዕፆ ሸብርኻ ህዝቢ ክምረሐለይ!? # ሂንዲ ዳጉረስኹ እደይ ትነኸስኹ (ኣዶታት ራያ)‼️ # ኣሕና ተጋሩ አይኾንናይ ድና? መን ድመን ይኡ ኣፈሙዝ ዳወጣውጠሉ?! # እስኹም እዚ እንድሕር ገበርኹም ካብ…
ክሓድገኪ ዶ? ክርሰዐኪ ዶ? ክጸልአኪ ዶ ክሞንየኪ ዶ? ክፍለየኪ ዶ? ኣርሕቐ ክዕዘር ድየ ዕንጽርሮት ብጓል እማተይስ ህንድዚ ሕራሮት? በሊ ንቀባበጽ በሊ ንቋራሩጽ ኣነ ኣይምርቕጸክይ ከይትምርቕጽኒ ዋልድባይ ምዝባዕይ ተኸድኹ ሓሸኒ ወይ ምስ…
ኣያም በሉ‼️ ~ ብኣፈሙዝ ድናዋሕ ስልጣን ጉጅለ ድሕረት ስብሓታውያንይ የለይ። ~ ብኣፈሙዝ ወፍሪ ምምንጠል ማሕተም የለይ። ~ ብኣፈሙዝ ድመሓዳደር ማሕበረሰብ የለይ። ~ አብ ህዝቢ ራያ ድግበርሎ ወፍሪ ታርኽ ይቕር ደብሎ ስሕተት ይኡ። ~ ሓራ ክወፅእ…